Skip to main content

Hazardous Waste Management Program document library — ትግርኛ

Date Document Description
December 7, 2023 ንስድራቤተይ ድሓን ዝኾነ ኣቕሓ ገዛ ከመይ ክገዝእ ይኽእል? [Safe Shopper's Card, Tigrinya] (1.22MB) እቲ በራሪ ወረቐት ከም CAUTION (መጠንቀቕታ) WARNING (መፈራርሕ) DANGER (ሓደጋ) ወይ POISON (መርዛም) ዝኣመሰሉ ቃላት ብምርኣይ ብኸመይ ድሕንነቶም ዝተሓለው ናይ ገዛ ኣቕሑ ከም እትመርፁ የርእይ፡፡
October 12, 2023 እንታይ ክተምጽእ ከምዘለካ [Business-What to Bring, Tigrinya] (1.37MB) እዚ ጽሑፍ ንኣዝዮም ዝውቱራት ሓደገኛታት ፍርያት የለሊ ከምኡውን ተቀማጦ ነዞም ሓደገኛታት ፍርያት ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ኣበይ ክጉሕፍዎም ከም ዝኽእሉ የርኢ።
October 12, 2023 እንታይ ክተምጽእ ከምዘለካ [Residential-What to Bring, Tigrinya] (1.37MB) እዚ ጽሑፍ ንኣዝዮም ዝውቱራት ሓደገኛታት ፍርያት የለሊ ከምኡውን ተቀማጦ ነዞም ሓደገኛታት ፍርያት ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ኣበይ ክጉሕፍዎም ከም ዝኽእሉ የርኢ።
October 1, 2018 ፍቱናት ልክዒታት ንድሑን መፅረዪ መሳርሒ [Safer Cleaning Recipes, Tigrinya] (1.83MB) ኣብ ገዛ ብዝርከቡ ቅመማት ተጠቒምካ መፅረዪ ብምስራሕ ድሕንነት ስድራቤትካ ሓሊኻ ገንዘብ እውን ቆጥብ. እቲ ኣከሻሽና ካርድ ነቲ መሬት ምፅራይ፡ መውሓዚ፡ ናይ ሽቓቕ ስልጣንያ፡ ጥስቲ፡ ሲንክ፡ መሽኮትን መስትያትን ባንኮ የካትት፡፡
expand_less